ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለንደሊ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ የምግብ እህል በጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ቤት ፅ/ት ሕርሻ ዝርከብ 200 ኩንታል ሲሚንቶ ብናይ ገጠር ሰፍትኔት ሓገዝ ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ናይ ካል መስኖ ልምስራሕ ኣብ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዝተገዘአ ኣብ ዒላላ መጋዝን ዝርከብ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 3, 2012 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
የኢትዮዽያ ገቢዎች ጉምሩክ ባለ ስልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባልበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣዉላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም /ጣዉላ በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ /ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝኣረጉን ዝተሰባበሩን ወነበራት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ፣ ጎማታትን ፣ ፍርጅን ፣ ኮምፒተራትን ፣ ሓፂን መፂን ካሳታትን፣ ሞባይል ቆፎ ንክትሸይጥ ስለዝደለየት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ዝተማኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ