ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መቀያየሪ አቁሑ መኪናን :ስራሕቲ ፈርኒቸር :ስራሕቲ ሕትመት :ሲሚንቶ ካብ መቀለ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ዘጋዕዝን ንናይ መንገዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ሙሩፅ ሓመድ ንምፍራይ ዶዘር ወይ ኤክስካቫተር ዘለዎም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መረብ ለኸጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ አቁሑት Office furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንበረታት ሀለቅትን ቀወምትን አቁሑት ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ወንበር ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ሞተር ሳይክል: ሳይክል:ኤለክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ተሸከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ዓ/ዓዲ ሆስፒታል መሳርሒ ፅሕፈት :ስራሕቲ ሕትመት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ኤለክትሪክ :ናዉቲ ማይ ባንባ: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ወናብር ቢሮን ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ጎማ ባትርን : ፈርኒቸር : ክራይ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይ