መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ ን 2009 በጀት ዓመት ዝትፈላለዩ ደንቢ ክዳን: ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ፅሬት: ቀለብ ከፍትን ሽኮርን :መሳርሒ ህንፃ :ኤለክትሮኒክስን :ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ አቁሑት :መቀያየሪ መከና :ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ፈርኒቸር ጎማ ካላማደሪያን ባትርን ሞተር ሳይክልን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2009ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት አናእሽተይን ቀወምቲ ነብረትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተራት ናይ ኮምፒተር አክሰሰሩን: ሳይክልን: ዓረብያ መመላለሲ ጎሓፍ :ሕትመት :ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና :ቀወምቲ ንብረት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ስፖርት ዕጥቅን: ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይቢሮ አቁሑት ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፅሬትን : አቁሑት ኤሌክትሮኒክስን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ሞተር ሳይክላት :ጀነሬተር: ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል