ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ቢሮ: ናዉቲ ሕትመት: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ብስክሌት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ተሽከርከርቲ ወንበር ዝተኣሳሰዉ ወንበራት ሸልፍ ናይ ወፃኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት 2ይ ርብዒ ዓመት ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ትምህርቲ ናዉትን ፈርኒቸርን ከም combined : teachers table ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት 2009 ዓም ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናይ ፅሬት አቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ፈርኒቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቤት ፅሕፈት ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑ: ቀዋምን ሃላቅን ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2009 ዓም office furniture ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር አቁሑት :ክሎሪን: ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት: ናይ HDPE ቱቦን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርትንዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ