ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መቀያየሪ አቁሑ መኪናን :ስራሕቲ ፈርኒቸር :ስራሕቲ ሕትመት :ሲሚንቶ ካብ መቀለ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ዘጋዕዝን ንናይ መንገዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ሙሩፅ ሓመድ ንምፍራይ ዶዘር ወይ ኤክስካቫተር ዘለዎም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ

  1. ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2009ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
  3. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
  4. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
  5. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  6. ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 5000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
  7. ንብረት ብመቅረብቲ ዝጉዓዓዝ ይከዉን ናብ ከተማ ራማ አታዊ ይግበር ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና ግን ናብ ሽረ ተሰፋይ መላሽ ጋራጅ ኣታዊ ዝገብር
  8. እቲ ጨረታ 7 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s