ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑተ ኣበያተ ዕዮ መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑትን ጀነሬተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ንሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ መጋረጃ ዘንጊ መጋረጃ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክልጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ወንበር ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛን ብናይ ዩኤንዲጂፒ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሪክ፣ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ፈርኒቸር መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሕታት ፅሕፈት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡አቁሑት ቢሮ ፡ናዉት ትምህርቲ ፡መሳርሕ ህንፃ ፡ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል፡ ሞተር ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል ፡ስፔር ፓርት መካይን፡ መድሓኒት እንስሳ ፡አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪካልኦት ፅገናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ከም ፈርኒችር :ሽልፍ :ጠረጴዛን ወንበርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር