ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ቀወምቲ አቁሑትን ፣ኣቁሑ ኣብያተ ዕዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ሕብረተሰብ ኣታዊ ዝገበሮ ገንዘብ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በዚ ስዒቡ ዘሎ ረቋሕታት ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዳንሻጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብምድብ መቂሉ ብብረኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክላት : ብስክሌት ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸራትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት (ፕላስቲክወንበርን ፈርኒቸርን)ካብ ናይ በጀት ዓመትን ካብ ናይ ሴፍትኔት በጀትን ብግልፂ ጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋ/ኢ/ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ፈርንቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ወንበር፣ ሸልፍ መስርሒ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : ናዉቲ ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሕፈት፡ መሳርሒ ፅሬት ፡ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ