ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ሆዝ ሞዲፊከሽን ስራሕቲ House Modification ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ሓዉዜን ደጋመባ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ BC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ነዳዲ ዲፖ ፅላል Canopy ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መምሀሪ ክፍሊ ዝከዉን ህንፃ ከስርሕ ስለዝደሊ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ህንፃታት ብሎት ከፊሉ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ወረዳ ሑመራ ንግልጋሎት መሕረዲ ዝውዕል ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ናይ ክልል መሬት ንምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ፀሃየ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ኣብ ቀበሌ 02 ህንፃ ንምስራሕ ብBCን GCን ደረጃ 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረተታ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ሙሉ ቀዳማይ ብርኪ ቅሳነት ንመምሃሪ ዝከዉን ህንፃ ከስርሕ ስለዝደሊ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተ ሽርክና ማሕበር መስርሒ ህንፃ ዎርክ ብላሜራ ሚክስር ቫይብሬተር ሚስማር ባህርዛፍ ጣዉላ መዐሸጊ ምስታይ ማይ ንዘድሊ ከስቲ ዝግበኦ ቢም ይኩን ኮለን ማሻሻታ ዘድልዩ ሰብ ሞያን ጠቅላላ ጉልበት ሰበን ሓዊሱ ንኢዱ ዋጋ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን