ትካልና ጎዳ ጥርሙዝን ብርጭቆን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቅ ኣብ ዝርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንዘጣይሾ ናይ ጠርሙዝ ብርጭቆን መምርቲ ፋብሪካ ናይ ሰራሕተኛ መንበርን መተካእታ ቤት ትምህርቲን አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ሽረ እንዳስላሰ ዝርዝከብ ቤት ፅሕፈት ኣይኣርሲ ኢትዮዽያ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሰሜን ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዕቆቢ ስደተኛታት ኤርትራ ሕፃፀ ዓዲ ሓሩሸን ማይ ዓይኒን ዝተፈላለዩ ህንፃታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ አብ ወረዳ ሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ ዝርከ ብሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተወሳኪ 2ተ ብሎክ 8ተ መምሃሪ ክፍሊታት ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብርኪ 6ተ ን 7ተን ናይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ለኩም ተወደደርቲ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ :ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት :ወረዳ አፅቢ ወንበርታ :ወረዳ መረብ ለከን ዝህነፅ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብ ቢሲ 6ን ጂሲ 6ን ልዕሊኡን ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ድማ ቁሸት ቢሄር ብሄረሰባት ብርኪ 7ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ወልቃይት ማይግባን ቆራሪትን ንቢሮ ግልጋት ዝከዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ BC/GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 2, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ከቢረ ኢንተርፕራይዝ ሃ/ዝ/ወል/ማህበር ኮንትራክት ሸር ወል (Shear wall): ሴፕቲክ ታንክ : ሶክ አወይ ፒት ክነስርሕ ስለዝደለና ካብዚ ዝስዕብ እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክ ሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብርዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን