ከቢረ ኢንተርፕራይዝ ሃ/ዝ/ወል/ማህበር ኮንትራክት ሸር ወል (Shear wall): ሴፕቲክ ታንክ : ሶክ አወይ ፒት ክነስርሕ ስለዝደለና ካብዚ ዝስዕብ እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረታይ ከቅርቦም ዝግባእ መረዳእታት ማለት ዶክመንት ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ክኾን አለዎ

2 አብዚ ጨረታ ዝሳተፍ (ብርኪ ደረጃ )ደረጃ 8ተ ኮንትራክተር ልዕሊኡን

3 መክበሪ ጨረታ ስፒኦ ብር 40,000 /አርባዓ ሺሕ/ ካብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንክ ወይም ብብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቐደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ከቅርቡ ይግባእ

4 መክበሪ ዉዕሊ ሙሉእ ብምሉእ ዝምለስ እቲ ስራሕ ናይ መጀመሪያ ግዚያዊ ርክክብ ምስ ተፈፀመ ይከዉን

5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ንግዲ ስራሕን ፈቃድነ ናይ ኮንስትራክሽን /ተኮናተርቲ/ ምዝገባ ካርድን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት /TIN/ ቫት ተመዝገበቲ / ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድከለሬሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት አብ ካሊእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ የቅርቡ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናልን ኮፒን ዘቕርቡ በዝሒ 3 ይከወን

6 ተጫረቲ አብ ኦርጅናል ጨረታ ሰነድ ብዝንበብ ወይ ከዓ ብዝርአ ፅሑፍ ብናይ ቀለም ስክርቢቶ ዋገኦም ክመለኡ አለዎም ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዉዎ አብ ጎኑ ፊርሞኦም ከዕርፍሉ አለዎም ኣብ ፎቶ ኮፒ ዝተገበረ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ማሕተምን ዝኮነ ፅሑፉን ምቅማጥን ካብ ጨረታ ወፃኢ የግበር እዩ

7 ጨረታ ሰነድ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ ካሸር ቢሮ 100 ቅርሺ ከፊሎም ወፃኢ የግብር እዩ

8 እቲ ጨረታ ሰሉስ ዕለት 23 /09/2008 ዓም ተጋዊሑ ሰሉስ ዕለት 30/09/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፂዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት ተጫረቲ ሰነዶም ብጉብእ ንተማሊኦም ኣብ ዘየለዉሉ ክክፈት ይክእል እዩ

9 ሰዓራይ እቲ ጨረታ ሊስት ቢደር /list Bidder/ Â ዘተሐተ ዋጋ ዝመልአ እዩ

10 ትካልና ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ : ማጋርመንት ቴክሰታይል ፋብሪካ ስልክ ቁፅሪ 0344420188 ሞባይል 0914313679 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s