ድርጅታችን ኤፍ አስ ኤ ትሬዲንግ ፒኤልሲ በመሰቦ ኣካባቢ የመኪና ፊልትሮ ማምረቻ ፋብሪካ ለመግንባት ፍቃድ አዉጥቶ የፋብሪካዉን ግንባታ ለማካሄድ በዝግጅት ላይ ይገኛልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 09:29 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ለበርሃሌ ስደተኞች መጠሊያ ጣቢያ ፅቤት ከዚህ ቀጥሎ የተዘረዘሩትን በጉልበት ስራ ጨረታ ዲዛይን መሰረት አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 1, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ሓወልቲ ሰማእታት ተወሳኪ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 02:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትርክሽን ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዘቦ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ኣይ ዲፒ ህንፃ ብደረጃ ን 8 BC / 7 GC 8ዳኣንት ዘይኮኑ ልዕልኡን ዝኮኑ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
Tigray Region Health Bureau invites bidders for the construction works of staff residences, IPD blocks,MCH blocks and new or blocksዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
የትግራይ ልማት ማህበር ከዚህ በታች በተዘረዘሩት ቦታዎች ላይ የትምህርት ጤና ተቆማትን ማስራት ይፈልጋል በዚህ መሰረትዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወርዒ ለከ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም ከምእዉን ኣብ 2011 ኣብዚ ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ሰቡሕ ዝርከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ሐደ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ምስ ገኒ ሽቃቅ ኮድ ሎት 03 ክልተ ብሎክ መምሃሪ ክፍሊ ኮድ 01 ን 02 ህንፃ ስራሕቲ ነኒበይኖም ብምጭራት ከስርሕዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወርዒ ለኸ ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዎርክሾፕ ማተርያል ሓዊሱ ናይ ህንፀፃ ተኮናተርቲ ደረጃ 8ን 9ን ብህንፃ ኮንስትራክሽን ፍቃድን ምህናፅን ስራሕቲ ክሰርሕ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማህበራዊ ረድኤት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ከተማ ዓድዋ ባዕል 4 ደብሪ ህንፃ ብድረጃ BC 3 ን GC 3 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን