ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ዝርከብ ዝተጀመረ ህንፃ ክሳብ 1ይ ደብሪ ኣስሪሑ ከጠናቅቅ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ህንፃ ንምስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ዝተመዝገብኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዘርባቢት ዓዲ ሕርዲ BC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and Bridge consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ዓሲምባ እንዳ ቁሳ ሓራዛ ቃራ GC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ቢጂኣይካል ዝስራሕ ኣብ ቤት ትምህርትና ሳይት ክሊር ገይሩ ከረክብ ይደሊ:ስለዚ ዘሎ ዝተኣከበ ሓመድ ድሕሪ ኮሌጅ ትምህርትን መምህራን ኣመራርሓን ዓብይ ዓዲ ዝረከብ ካብ ኮሌጅ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ሓሊፍካ ዝርከብ ሽንጥሮ ብናይ ባዕሉ ሲኖ ትራክ ዘለዎ ኮይኑ ከረክብ ዝኽእል፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 10:59 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
መቐለ ቀደማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝስርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕደጋ ኣብ ዘሎ ብሎክ ዝርከብ ዲች ንምስራሕ ስለዝደለና በዚ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲንን ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስራሕቲ ማለትዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ነካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረኸበ ናይ ገንዘብ ድጋፍ ኣብ ዝተፈላላያ ጣብያታት ሓደ ሓድሽ ቼክዳም 6ተ ነባር ቼክዳምን ብፕሮፎም ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ንምፅጋንን ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 9ተ ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተኾናተርቲ ነዞም ቀፂሎም ዝቀረቡ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተኾናተርቲ ንኽትጫረቱ ይዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 / GC 7 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ኮሌጅ ፖሊስ ናይ ህንፃን ሓፁርን ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 / GC 8 ልዕሊኡን ማለት ዳኣንት ዘይኾኑ ተኾናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ናይ ሓፁርን ምንፃፍ እምነ በረድን ህንፀት ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን