የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ Swidd Chard Kg 10 ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ነቲ ወረዳ ንአገልግሎት ዝውዕሉ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ጎማ መኪና ፣ ኣዝርእቲ ፣ መሳርሒ ሕርሻ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ CALM ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላየ ዘርኢ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ CLAM ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣቅሑ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ልምዓት እቶትብ ፋይናንስ ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈልሲ ማንጎ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ አቨካዶ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ ኣራንሺ ዘይተዳቀለ 2000/ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ከ/ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ዝኮና ናይ ክረምታዊ ወፍሪ ዝኸዉን ተኽሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ኢፋድ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ዘርኢ ማንጎ ፣ ዘርኢ ኣቨካዶ በዝሒ 30 *2 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ንሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት መኪናጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት
ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ተክሊታትን ዕንበባታትን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር