ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ CLAM ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣቅሑ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 25/15/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

ድሕሪት
ጨረታ መደብ