ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ኤጄንሲ መረኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዉሽጢ ግብን ዙርያን ዘሎ ቦታ ተክሊን ሳዕሪን ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍራምረ ፣ ዝተብላዕለዐ ድኺዒ፣ ልሙዕ ሓመድ፣ ቡና፣ ዘይትሁን፣ ሎሚን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤጂፒ ዘርእታት ኮሚደረን ሽንክርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓት አገልግሎት ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ደን ኣግራባት ዘርእን ፣ ግዚኢት መድሓኒት እንስሳን ፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን
ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ቀለብ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸርኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
... ን፤ የመኪና ጎማ፤ ችግኝ እና የችግኝ ዘር ግዥ እና የቡሬ ውሃ ቁፋሮ ግንባታ ግዥ በአገር ውስጥ ገበያ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 15ኛው ቀን የሥራ ቀን 4፡00 ሰዓት ቦታ:ኣፋርጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፍዮሪን ሆልቲካልቸርስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን