ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብ 2016 ዓም ካብ መደባኛ በጀት ኣብወረዱ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሕት /ንብረታት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኤለክትሮኒክስ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ራውተርን ስውችን ኣቑሑ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ናይ UIDP በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ሎት ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ : ሎት ክልተኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ወይ እዉን ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር