ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 04:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ ካልኣይ ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መሳርሒ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 04:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ተዛመድቲ ኣቅሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 26, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Worabeጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ጎማ መኪና ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡ ፅገና ኣቅሑት ህንፃ ኣቅሑትን ፡ ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትካልኦት ፅገናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ምሰ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2016 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: ኣቅሑት ኤሌክትርኒክስ : ናይ ኮምፒተር ኮምፒተር ተዛመድትን :ሞባይንልንሞባይ ኣክስሰሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን : አቅሑት ሞተር ሳይክል :ናይ ብረት ትቦ መገጣጠምትን ከምእዉን ኤችድፒን: ፒፓርን ትቦ መገጣጠምምቲ ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ሕትመት :ሃላቅትን ቀወምትን ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሮኒከስ: ኣቅሑት ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 10, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን