ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ድምፂ ወያነ ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒታት ኮምፒተር : ካልኣይ ናይ ካሜራ መሳርሒ ታት ወይ እዉንኣክሰሰሪ : ሳልሰይ ዕድጊት ካሜራ : ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገለ ንብረት ፅሕፈት መሳሪሒ ኤለክትሮኒክስጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንበረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ ስራሕቲ መፀባበቂ ስራሕ ማለት መሬት ምንፃፍ :ናይ ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 04:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኣበያተ ዕዩ ወረዳና ዘገልግሉ መሳርሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒስን ባንባ ኣቕሑትን ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒስን ባንባ ኣቕሑትን ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን