ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኸእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፤


ተ.ቁዝርዝር ግልጋሎትSpecificationመዓቀኒበዝሒነ/ዋጋመብርሂ
1Multi motor2 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎቑፅሪ01
2Ups2 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎቑፅሪ01
3APC Smart USP Line interactive,750 VA, Tower,230V,6X IEC C132 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎቑፅሪ01
4Soldering Iron

ESD safe Temperature adjustable Electric soldering iron with kit

Power consumption-- 60w/80w

Input voltage-220/30 V ac

Adjustable temperature degree centigrade

Heating core-Two core ceramic heating core

ቑፅሪ01
5Connector cableHDD to USB connector cable /External converter for SSD/HDD DATA TRANSFERቑፅሪ03


መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN - ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል 

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/072016 ሰዓት 11፡25 ድቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ

➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ::

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢጋ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል -

➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቐፅርን ወፃኢ ሂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን

➢ እቱ ንብረት ቅቡል ዝኮውን ብዝምልኮቶ ኣካል ናይ ቢሮና በዓል ሞያ ትክክል ምዃኑ ምሰ ኣረጋግፆ እየ።። እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል አካለ ጉድኣት ቢሮ 5 ደብሪ ቑፅሪ 18

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s