ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮነስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ RTR ሞተርን ማዉንቲን ሳይክልን : ቶታል ስቴሽን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት: ኤሌትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ናይ ሞተርን መኪናን ዘይቲ : መኪና ጎማን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን : ፕላስቲክ ቲዩብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ጎማና ባትሪን : መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮነክስን : ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግለፂ ጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ፀትን ሕውየትን ትግራይ /UNDP/ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፡ ፕላስቲክን፡ መገጣጠሚታትን ናይ ማይቆፀርቲ ኣቅሑት ቴክኒክን፡ ኣቅሑት ቴክኒክ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቀሑት ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪዕድጊት ሞተርሳይክል