ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማዓዲ ሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለያ ከይዲ ስራሕቲን ንአገልግሎት እታ ከተማ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ :መሳርሒ ህንፃ : መሳርሒ ፅሕፈት :ከምእዉን ዕጥቂ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ፍቃድ ንግዲ መሸጣ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክል ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ስራሕቲ ሕትመት :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ክልተ nack mike sate : ዓሰርተ SDCARD DMNNT Batteries switchS81525 plus charger switch battery ማለት እዉን SwitchS81525 plus 73 በዝሒ ሰለሰተ: switchS81525 battery charger በዝሒ ክልተ : ናይ ባዕል ሞያ ካሜራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ንናይኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቀወምቲ ኣቅሑትን ናይ ቢሮ መሳራሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2017 በጀት ዓመት 1 ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን LOT- 1- ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት:LOT- 1- ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት: LOT– 3፡- ናይ ኮምፒተር ኣቁሑትን ተዛመድትን /ኤሌክትሮኒክስ/: LOT- 4፡ ናይ መኪና ጎማን ባትርን: LOT- 5፡- ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፌርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/ዮላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ድብድቦጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት