ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ጎማ መኪናን ናይ ፅሬት አቁሑትን ናይ ኤለክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ዘፈር ዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ከጫርት ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሒ ፅሕፈት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል አፋዉስን ፀረባልዕን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሳይክልን ናዉቲ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ቡንባ ዕጥቂ ስፖርትን ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ደቀቅቲ ሸቀጣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ አቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 29, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን2010 ዓም ቀዳማይ ዙር ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ኤለክሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ ፈርኒቸር ዕጥቂ ሰፖርት ማለትዉን ሳይክላት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ምምዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መሕርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 27, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 11, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ጎማ ሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን: ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ: ቡቱን ጨርቂ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፕሪፓራቶሪ መፅሓፍቲ :ንቤተ ፈተና ዘገልግሉ ኬሚካላትን ማተሪያላትን :መሳርሕታት ቴክኒካል ድሮዊንግ :ናዉቲ ስፖርት :መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ ማለትዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወርዒ ለኸ ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 26, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ