ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 26, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣፅቢ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈተ መሳርሕታት: ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት: ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ስፖርት ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ሕንፃ መሳርሒ: አሌክትሮኒክስ: ምግብን ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምቲ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ከም ሰርቨር :ኮምፒተር :ላፕቶፕ: ፕሪንተራት: ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት :ናይ ኣዉቶሞቲቭ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኢቨንት ምዝግጃውማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ሞተር ሳይክል: ሳይክል:ኤለክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ተሸከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ተምቤንጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን