ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር መኪናን ጎማን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን :ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ናይ ሕተመት ስራሕት ከምኡዉን ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2009 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ