ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንኣብበጀትዓመት 2009 ዓምኣብቲወረዳንዝርከብሴክተርኣብያተግልጋሎትዝዉዕልካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩብግልፂጨረታአወዳዲሩክዕድግይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንከተማ ዓብይ ዓዲ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ሎት1 ናይ መኪና ጎማን ባትርን : ሎት2 መለዋወጢ አቁሑ መኪና: ሎት3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ሎት4 ሞተር ሳይክል: ሎት5 ናይ መኪና መጋየፂ: ሎት6 ሳይክል: ሎት7 ሕትመት: ሎት8 ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል: ኤለክትሮኒክስ: ናይ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት ትረሸዋ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ዝጥቅለል Startor Rewinding ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት