ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ስእሊ አቁሑት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ሕትመት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ሙዚቃ አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 30, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሐታት ፅሕፈት:ስፖርት :ሙዚቃ :ፅሬት :ማይ :ኤሌክትሪክ: ጎማ መኪናን :መለዋወጢ ኣቅሑትን :ጨርቂ መጋራጃ ጨርቂ ፍርናሽ :ፕሪንተራትን ካልኦት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግን ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መካይን መፀገኒ ጋራጅ አጫሪቱ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ኮንስትራክሽን ህንፃ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት ን2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማ : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራት: ፕሪንተራት: እሰካነር :ድጂታል ካሜራን :ፎቶ ኮፒ መሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ ቢሮ አቁሑት ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ኣብ ከተማ አክሱምን ዓዲግራትን ዝርከቡ አዳራሽ ወናብራት ኤለክትሮኒክስ( ድምፅን ቪድዮን) ካብ ንብረት ምቅራብ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዘረክብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ጄነረተራት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ዋየርለስ ኮንትረለር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርትን ኤችዲፒ መበየዲ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ