ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት: ፅሬት :ሕትመት ሎት1 ኤለክትሪክ :ኤለክትሮኒክስ: ህንፃ መሳሒ ሎት 2 ናይ ስፔር: አቁሑት :ቀወምቲ ንብረት ሎት 3 ደምቢ ልብሲ ሎት 4 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት : ኣቅሑት መሳርሒ ቢሮን ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ኤሌክትሮኒክስ. 3 መኪና ስፔር 4 ፈርኒቸር 5 ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከምእዉን ኣቅሑት ፈርኒቸር ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ (Electronics materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢንዳስተሪያል ማተሪያል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ