ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢንዳስተሪያል ማተሪያል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
የኢትጸያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን መቀሌ ቅጽቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን ዕቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት (ኤሌክትሮኒክስ) ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ከምኡዉን ማይክሮፎን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ (ፎቶ ኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት መጋየፂ መኪናን ቀዋሚ ንብረትን(ሸልፍን) ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 14, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዮ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ