ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ KFW ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ዕድጊት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ቢሮ፣ ኤሌከትሮኒከስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንበረታት ማለትን እዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት በቲ ዝተሐተተ ቴክኒካል መሰረት ቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑታት ማለት እዉን ኣርባዕተ ከምፒተር : ክልተ ፓል ቀለም A3 printer : ክልተን A4 እዉን ከገልግል A3 photocpy machine : ሐደ scanner : ኣርባዕተ laptop core I7 : ሰለሰተ A4 printer ብላክን ዋይትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት :ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 4, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን