ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ማይ ጎድጎድ ኮዕቲ ስራሕቲ ነምከያድ ስለዝደለየ አብቲ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐወለቲ ዝስራሕ ኦፎስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንአናኣሽተይ GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝረከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ደቀቅርን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ንግስተ ሳባ ዝስራሕ ናይ ምምሕዳር አፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8 GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ዳኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ካይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ዝስርሕ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ፅገና ህንፃ ስራሕቲ AXCWmain/ km polytechnic 0117 ንምስራሕ ብደረጃ GC7 ን BC6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ክላስተር ጊደሮ ሃፍቲ እንስሳ ፕሮጀክት ምጥንኻር ደቂ ኣንስትዮ (GBV) ንመራብሒ ደርሁ ዝውዕል ሼድ ንምስራሕ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ስራሕ ተቛረፅቲ ብምውድዳር ናይ ጉልበት ዋጋ ጥራሕ (Labour) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ አባይ ፃሃየ ዝስርሕ ናይ ሓዱሽ መናሃያ ሓፁርን ህንፃን ስራሕቲ AXCWATSBS 0216 ንምስራሕ ብደረጃ GC6 ን BC5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን ዶክተር ዲፕ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳያ ትርካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሓድሽ ዝረገሐ ማይ ሲስተም : ህንፀት ሓድሻ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን: ናይ ፓምፕ ዘለዎ ከባቢ ዙራይ ሓፁርን ህንፀት ሓድሻ ናይ ማይ መዋህለሊ ናቁጣታትን : ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ ማይ መዋህለሊ ገንኢ ፅገና ናይ ወርድያ መሕደሪ ገዛ ፅገና ማይ መዓደሊ ማይ ናቁጣታት ሶላር ሲስተም ዝርገሐ ተክላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ናይ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ተቆራፅቲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን