ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ክላስተር ጊደሮ ሃፍቲ እንስሳ ፕሮጀክት ምጥንኻር ደቂ ኣንስትዮ (GBV) ንመራብሒ ደርሁ ዝውዕል ሼድ ንምስራሕ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ስራሕ ተቛረፅቲ ብምውድዳር ናይ ጉልበት ዋጋ ጥራሕ (Labour) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ አባይ ፃሃየ ዝስርሕ ናይ ሓዱሽ መናሃያ ሓፁርን ህንፃን ስራሕቲ AXCWATSBS 0216 ንምስራሕ ብደረጃ GC6 ን BC5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን ዶክተር ዲፕ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳያ ትርካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሓድሽ ዝረገሐ ማይ ሲስተም : ህንፀት ሓድሻ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን: ናይ ፓምፕ ዘለዎ ከባቢ ዙራይ ሓፁርን ህንፀት ሓድሻ ናይ ማይ መዋህለሊ ናቁጣታትን : ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ ማይ መዋህለሊ ገንኢ ፅገና ናይ ወርድያ መሕደሪ ገዛ ፅገና ማይ መዓደሊ ማይ ናቁጣታት ሶላር ሲስተም ዝርገሐ ተክላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ናይ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ተቆራፅቲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኣብ ቤትልሕፈት ማሕበር ኢትዮ ኤሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝሰርሑ 4 መምሃሪ ክፍሊ ወይ ቤተ ንባብ ግልጋሎት ዝውዕሉ ክንሰርሕ ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናይ Office Roof Terrace Construction ስራሕ ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ አወዳዲሩ እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ካብቲ ሕዚ ዘለዎ ናይ ህንፀት ደረጃ ጀሚሩ ናይ ዝተረፉ ኮለናት ምስ መሰረቶም/ footings & footing columns /# መንደቕ / Retaining wall/ # ቤዝመንት# ግሬድ ቢም# ማሻሻታ ምስ ኮንክሪቱን ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝስርሑ 6' ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለ ዝደለና ነዚ ረቃሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን