ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ማይ ጎድጎድ ኮዕቲ ስራሕቲ ነምከያድ ስለዝደለየ አብቲ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ / ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዓወድ ስራሕ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘይሐደሱ ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኮኑ

3 እቲ ዝቀረብ ዝተሐደሰ ዝቀርብ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ዉሽጢ ዋና ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ተታሓሒዙ ከቀርብ አለዎ

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ወይ ድማ ዝይሐወሰ ምካኑ ብግልፂ ክቅመጥ አለዎ እዚ እንድሕር ዘይተገሊፁ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ

5 ተጫረቲ መከበቲ ጨረታ ናይቲ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብስም ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተዳለወ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

6 ጠቅላላ ዋጋ ማለት ተወሳከ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ምካኑ ክፍልጡ አለዎም

7 እቲ ዝቀርብ ስፒኦ ንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ ስፒኦ ዘይቀረብ ማለት ድማ በቲ ዝተጠቀሰ መጠን ዘየትሓዘ ተጫራቲ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

8 ተጫራቲ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ጨረታ ኣብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምትእስሳር መቅረብትን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክወስ ይግባእ

9 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ እቲ ትካል ኣብ ዝሃቦም ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ክመልኡ አለዎም

10 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተሃለዩ ካብቲ ጨረታ ይስረዙ

11 ኣብ ሞንጎ ጠቅላላ ዋጋን ነፀላ ዋጋን አፈላላይ እንተሃለዩ እቲ ነፀላ ዋጋ ትክክለኛ ተገይሩ ዝዉሰድ ምካኑ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

12 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ መጀመሪያ ከምዝክፈትን ብቴክኒካል መዓቀኒ ዘይሐለፈ ተጫረቲ ናብ ፋይናንሻል ዘይሐልፍ ምካኑ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

13 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 24/8/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 330 ኣብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምትእስሳር መቅረብትን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ቴክኒካልን ፋይንሻልን ፕሮፖዛል ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

14 እቲ ሳንዱቅ ጨረታ 24/8/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምትእስሳር መቅረብትን ይከፈት

15 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ አብ ምልክታ ዝተጠቀሰ ዝቀረበ እንተኮይኑ ተጫረቲ ኣብዘይተረከብሉ እዉን ይክፈት

16 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ብኣግባቡ ተረዲኦም ሰነድ ጨረታ ክመልኡ አለዎም

17 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416439 /  0914007732  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s