ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐወለቲ ዝስራሕ ኦፎስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንአናኣሽተይ GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝረከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ደቀቅርን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቤት ፅሕፈ ልምዓት ደቀቅትን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ኣናእሸተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት : ንግድ ምዝገባን ምስክር ወረቀትን : ንግዲ ስራሕ ፍቃድን  :ናይ ኮንስትርክሽን ወይ እዉን ተኮነተራይንት ምዝጋባ ካርድን : ወረቀት ምስክር ምዝገባ ከፋላይ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ምዝገባ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ እሴት ታክስ ዲክላራሽን ዘቅርብ

2 መክብሪ ጨረታ ብር 50,000.00 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ ዘቅርብ ኮይኑ ብናይ ቢሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካል ብዝተረጋገፀ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 210 ተከታታል መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ኣብ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ብምክፋል 28/7/2017 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ካልኣይ ደብሪ ኣፊስ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሐደ ዋና ደኩመንትን ብክልተ ቅደሕ ድማ  ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ስራሕ መጠቃለሊ  ድምር ዋጋን ዲዛይንን በቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ኣናእሸተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት  : ንግዲ ስራሕ ወረቀት  : ንግዲ ምዝጋበ ምስክር ወረቀትን  :  ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናተራይነት ብቅዓት ምዝጋባ ሰርተፊኬት  :  ናይ ግብሪ ከፋሊ  ምዝጋበ በሰርተፊኬት ማለት እዉን ቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬትን  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን መከበሪ ጨረታን ሰነዳት ሐዶ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት መሊስካ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ዓሺጎምን ናይ ባዕሎም ሽምን ኣድራሻን ብተወሳኪ ናይቲ ትጫረትሉ ፕሮጀከት ኮንስትራክሽን ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካልኣይ ደብሪ ኦፊስ  ቁፅሪ 16  ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 20/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ወይ ብወኪል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

6 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዊ ተረዲኦም ብምምላእ ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ እቲ  ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ዘሎ ዝነበሮ ከየኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም 

7 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ 20/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካልኣይ ደብሪ ኦፊስ ቁፅሪ 16 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ግምት ማሃንዲስ 9,372,145.73

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342750903

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s