ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት / ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ ስራሕቲ መፀባበቂ ስራሕ ማለት መሬት ምንፃፍ :ናይ ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ኮንስተራክሽን ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኣበያተ ዕዩ ወረዳና ዘገልግሉ መሳርሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣቢያ ሐየሎም ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሚቴ ናይ ስደኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን DRD IP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ናይ ሰማእታት ቀዳማይ ብርኪ ምስሕፋሕ ሓዱሽ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ኩሉ ደረጃ ወይድማ ብርኪ ዘይፈሊ ናይ ኮስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ንጉልበት ንፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብን ንምስታይን ከምእዉን ነቲ ህንፃ ዘድልዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ብናይ ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ ኣብ 2016 ዓም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መሳርሒ ዘገልግል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ስቴላ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21213/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈቱ ኣገግሎት ዝዉዕሉ ቴክኒክ መገጣጠሚ መሳርሒ ህንፃ ፡ፓምፕን ፡ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ ሳይክል ስፔርን ፡ ናይ ኤሌክትሮክስ አቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ