ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ሱር መቀለ ሪል እስቴት ፕሮጀክት ስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሃርዛፍ ዲያሜትር በዓል 10 ሳሜ 5475 ብቁፅሪ በዓል 12 ሳሜ 2755 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
... ረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 13 የካቲት 2016 ዓም ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትማሃርን ን2016 ዓም ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃላቅትን ቀወምትን ማለት እወን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣዉቶ : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ህንፃ : ሓፂን መፂን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ሰርቨይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ኪነ ጠባባት ትግራይ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2016ዓ/ምብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናውቲ ኮንስትራክሽን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ቴንዲኖን ስልክን ተዓዲጉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ልተጠቀሱ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝይደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ደረጃ ዘለዎ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ን2016 በጀት ዓመት ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ፅርየቱ ዝሓለወ ቆርቆሮ፡ባህርዛፍ፡ሚስማርን ቦንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት