ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማዓዲ ሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለያ ከይዲ ስራሕቲን ንአገልግሎት እታ ከተማ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ :መሳርሒ ህንፃ : መሳርሒ ፅሕፈት :ከምእዉን ዕጥቂ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ፍቃድ ንግዲ መሸጣ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክል ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ንናይኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቀወምቲ ኣቅሑትን ናይ ቢሮ መሳራሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ጀነሬተር ስታርተር ሞተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ድብድቦጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላላያ ዓይነት ኣርማታ ንብረት ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ካብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት :መሰርሒ ህንፃ : ከምእዉን ናይ ሕክምና ሃለቀቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 15, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዘተፈላለይ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕላ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራትን : ሳይክል : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ጀነሬተርን ኤሌክትሪክን መለዋወጢን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ምዕዳግ ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሎት ክልት ህንፃ መሳርሒ ብክልተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት (Rein forcement bar) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 06:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት