ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ፕርፎርማ ዕድጊት ቧንቧ ኣቁሑት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ንዝርገሐ ማይ ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳሪሕን ቱቦታት ማይ መገጣጠሚን ፕላስቲ መምረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ራማ ኣብ በጅት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጅት ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን ዝውዕል ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ያ መስመር ማይ ንምትሕሓዝ ዝውዕል መገጣጠሚ (ፊቲንግ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... መር ማይ ዝርገሓ ዝውዕል መገጣጠሚ(ፊቲንግ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንስራሕቲ ክችን ዘድልዩ መሳርሒታት ህንፃ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ማሕበረሰብ ዕድጋ ኮሜቴ ጣብያ ኣልጋነሽ ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ፕሮጀክተ ልምዓት ማለት DRDIP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ወይ ሐደ ህንፃ ናይ መጋቢት 20 ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ላዕሊ ማለት እዉን ቐዳማይ ደብሪ ምስፍሕፋሕ ሐድሽ ህንፃ ክህንፅ ስለዝተደለየ ኩሉ ብርኪ ብዘይፈሊ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ማለት BC ኮንስትራክሽን ህንፃ መንገዲ GC ፍቃድ ነግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ብዝተዳለወ ዲዛይን ስፐስፊኬሽንን መሰረት ንጉልበትን ብክፋል መሳርሕን ፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብ ምስታይን ከምእዉን ኣብ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ እትወዳደሩ ብናይ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፍቃድ ዘለኩም አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ግሪን ኢትዩጰያ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ማለት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌከትሮኒክስ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ስፔር መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት