ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቕሑ ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ B+G+10 ንሓደ ወለል ፊኒሽንግ ማተርያል ዝኸውን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከ/ስ/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ፡ ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ንናይ 2017 ዓም ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :ኣዉቶ :መሳርሒ ኮምፒተር : መሳርሒ ሓፂን መፂን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቕሓ ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ዝተረከበ ንዘፈር ቁጠባ ናይ ዕ/ሓ/ማይን እታወታት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ (SHOPP\NG) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ንኻዕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ናዕዴር ብናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ኢንደሰተሪያል ማተሪያል ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ