ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ናዕዴር ብናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ኢንደሰተሪያል ማተሪያል ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብመሳርሒ ህንፃ ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ብመሰራሕ ህንፃ ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም

4 ክሳብ 30/5/2017 ዓም ቫት ሪፖርት ዝገበርኩም

5 መክብሪ ጨረታ ፕሮፎርማ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝገተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 14/5/2017 ዓም ክሳብ 23/5/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ኢኩም

7 ተጫረቲ ዝመለእዎ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ነንበይን ብፖስታ ተፈላሊዩ ተዓሺጉ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዕለት 26/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ አብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ብዘይምርካቦም ክይተከፈተ ዝቀሪ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣይህልዉን

9 ዝሰዓረ ተጫረቲ ሲዒርካ ካብ ዝተብሃለሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 መእታዊ መክብሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 ዝሰዓረ ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 6 ተከታታሊ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መጎዓዓዝን መራገፍን ናብ ወረዳ ናዕዴር ዝርከባ ጣብያታት ተረጋይ ኣዉሊዐ ማይ ጥምቀትን ሰሪሓካ ብላዕን አታዊ ክገብር ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈት ከከምኣድላይነቱ ካብበነብስወከፍ ነፀላ ዋጋ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

 12 እተቅርብዎ ንብረት ብባዕል ሞያ እንዳተረጋገፀ ኣተዊ ይከዉን

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259833  0943646731

ድሕሪት
ጨረታ መደብ