ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋጢ ኣቁሑት ናይ ፅሕፈት ጎማ ኮንጎ ጫማ አረጊት ጎማ ናይ መኪና ናይ መቀያየሪ አረጊት መኪና : ሓዱሽ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕርንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ዝዉገዱ ንበረትን አወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ትገዝኡ እትደልዩ አወዳዲረና ክንገእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ዘየገልገሉን ዘገልገሉን ኣቁሑትን መፅሓፍትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ፍረ ስዉአት ኢንዳስትርያል ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ የድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ዘገልገሉ ንብረት 1ይ ዙር ከወግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019