ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደርደሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ Core Box HQ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የትግራይ ክልል ጠቅላላ ፍርድ ቤት ለ2012 ዓ/ም የበጀት ዓመት ለ ትግራይ ክልል መንግስት ጠቅላላ ፍርድ ቤት ግልጋሎት የሚዉል በስገነባዉ ኣዲስ ህንፃ ዉስጥ የሚገኝ ኣንድ ችሎት በዘመናዊና ባህላዊ እንጨትነ ኤሌክትሮኒክስ እቃዎች ማስጌጥ ይፈልጋል ስለዚህ በጨረታዉ መወዳደር የምትፈልጉ ማንኛዉንም ህጋዊ ተጫራቾች ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች በማሟላት መወደደር ትችላላችሁ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019