ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ፕስችሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታፋፂ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ምሩፅ ሓመድ ናይ መሰቦ ካብ ናይ መሰቦ ካሪ ሳይት ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ /ሲኖትራክ/ ብምፅዓን ኣብ ናይ ክፍለ ከተማና ዝተፈላለዩ ቦታታት መንገዲ ጋርጋንት ዘድለዩም መንገድታት ብምጉዕዓዝን ንምርገፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019