ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀት ልመዓት መስኖ ካብ ሴሌኤም በጀት አብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ኣድራሻ ቁሸት ዓዲ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲ ከስርሐሎም ዝተልኣከልና ደብዳቤ መሰረት ኣብ ማይ ተንከፍ ንዝተዋፈርኩም ንደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኮለጅ ንልምዓት ፕሮግራም ዝውዕል ናይ ብሶላር ዝሰርሕ ማይ ኳዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 8, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ60,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019