ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማን ኣብ 2012ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2012 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ንመኪና ሞዴል 1033udx ኒሳን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

Ezana Mining Development PLC wants to purchase Proficiency testing program for gold & base metal in mineral exploration sample analysis as per the technical specification under Procurement Reference number EMD /010/2020.

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019