ተዓፅዩ
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሬት ኣቅሑት / ኣልኮል በዓል ሓደ ሊትሮ45 ፣ አያር ፍረሽ12 ፣ ጋንቲ መሳርሒ ቆዳ 2/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ