ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ