ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ኣጨሪቱ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ45,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም - ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ገዛ ኣቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019