Closed
ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዮና ዝዉዕል ካብዘኢ ንታሕቲ ዝተዘርፍዘሩ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዱሩ ክገዝእ ይደሊ1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑትን ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑን ተገጣጠምቲ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ