Closed
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር :ኤለክትሮኒክስ :ናይ ማይ መገልገልቲ አቁሑት ን 2010 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2010 9:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ