Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ን ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3 ኤሌክትሮኒክስ 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ120.00
ዝወፀሉ መዓልቲ